ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/11/2020) ** ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ካብ’ታ ክወዳደረላ ዝጸንሐ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ኤንቲቲ ፕሮ...
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ሳውዝ ኣውስትራሊያ ሓድሽ ለበዳ ኮቪድ-19 ተኸሲቱ ... *** ኣውስትራሊያ ትርከበን 15 ሃገራት ፓሲፊክ ኤሽያ...
እዚ ተረኺቡ ዘሎ ክታበት ናይ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መወዳእታ ናይ ዝመጽእ ዓመት ህይወት ናብ ንቡር ዝመልስዩ ክብሉ ነቲ ክታበት ዝረከቡ ይዛረቡ። እዚ...
ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኲናት ሰሙን ኣሕሊፉ፡ ብዙሓት ሰባት ይሞቱን ይስደዱን ኣለዉ፡ ናይዚ ዝኸይድ ዘሎ ምዕባለ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ካብቲ ከባቢ...
?? ????? ???? ?? ??? ??? ??? ???? ??? ???? ????...
እዚ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራል መንግቲ ኢትዩጵያን ሰራዊት ትግራይን ዝግበር ዘሎ ኩናት ምስጀመረ ዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ “ኣብ...
ኣብ ዋና ከተማ ኤርትራ ኣስመራ፡ ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ ሓያል ነትጒ ከምዝተሰምዐ ነበርቲ እታ ከአተማ ኣረጋጊጾም። ዛጊት መንግስቲ ኤርትራ መግለጺ...
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ክታበት ናይ ኮቪድ-19 ካብ ዝመጽእ ወርሒ ከምዝጅምር ናይ ኣመሪካ ኪኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማም Dr Anthony Fauci...
?? ??? ?/????? ?? ???? (?? ??) ????? ???? ?? ????...
ኣቶ ሓጎስ ካብ ማሕበረሰብ ትግራይ፡ ኣቶ ሚካኤል ካብ ማሕበረሰብ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ሳዕቤኑን ኣብ ክልቲኡ...
??? ?? ?????? ????? ???? ???? ?????? ????? ??...
ኣብ ኢትዮጵያ ጀሚሩ ዘሎ ኲናት ይቕጽል ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከየስዕብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ስግኣቱ ይገልጽ ኣሎ። ጽሟቕ ጸብጻብ ምዕባለ...
???? ??? ???? ??? ???? ?????? ?????? ???? ???...
ኣብ ዓለም ተኸሲቱ ዘሎ ለበዳ ክውዳእ ምእንቲ፡ ክታበት ንምምዕባል ዝግበር ዘሎ መስርሕ ኣብ ህዝቢ ዓለም ተስፋ ኣስፊኑ ኣሎ። መራሕቲ ዓለም ነዚ ምስሰምዑ...
???? ??? ????? ????? ??????? ???? ?????? ( ????...
ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ብዙሓት ንኣሽቱ ቢዘነሳት ህላውነቶም ንምርግጋጽ፡ ኣብ ስርሖም ሓድሽ ዲጂታዊ ስትራተጂ ኣተኣታትዮም እዮም። ንረብሓ...
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/11/2020) ** ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ተሳትፎኦም ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ላ ቩወልታ ኢስጳኛ...
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ሰልፊ ሪፑብሊካዊያን ካብ ቀንዲ ተጠመቲ መራሕቲ ኮይኑ ከምዝቕጽል ሰኔተር ሚት ሮምኒ ገሊጹ፡ እቲ...
ኣቶ ዮሴፍ ገብረሂወት ተንታኒ ፖለቲካን ምሁር ፍልስፍናን ጸሓፍን እዩ። ነዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ዝምልከት መበገሲን መጻኢ ኣመትን...
??? ????? ???? ????? ?????? ??? ????? ????? ?...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዘበረ ገዱ ኣንዳርጋቸው ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ።፡ ኣብ ክንድኡ ኣቶ ደመቀ መኮንን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር...
? ???? ?? ??? 46 ??? ?????? ???? ???? ???? ?? ???...
ድሕሪ ተቐራራቢ፡ ኣዚዩ መሪርን ኣሰሓሓቢን ጎስጓስ ምርጫ ጆ ባይደን መበል 46 ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ተመሪጹ። ጂሴፍ ሮቢነት...
ኣብዚ ዝፍቀድ ዘሎ ድምጺ ምርጫ ኣመሪካ፡ ጆ ባይደን ንዶናልድ ትራምፕ ይመርሖ ኣሎ። እቲ ዓወትውን ናብ ባይደን ዝዛዘወ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። ጆ ባይደን...
?º?? ?? ??? ??? ??? ?? ??? ??? ??? ??? ????? ???...
ኣብ መንጎ ሓይልታት ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ፈደራል መንግስቲን ዝግበር ዘሎ ኲናት ከምዝቐጸለን፡ ብወገን ክልል ኣምሓራ ሰራዊቶም ናብ ከባቢ ሑመራ...
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ **ጆ ቫይደን እኹል ድምጺ ረኺቡ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ **ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ፈለማ...
ኣገባብ ምርጫ ኣመሪካ ከመይ ከመይ እዩ? ዶናልድ ትራምፕ ጥቓ ፍርቂ ካብ ብዝሒ ኣመሪካ ፕረሲደንቱ ኮይኑ ክመርጾ ኪኢሉ ኣሎ፡ እዚ ከመይ ኢሉ ኮይኑ?...
Lo último de Política, economía y opinión
Episode 640- Patriot Day Betrayal
Episodio
Σπύρος Πλακούδας: "Η Το
Episodio
Banane et mayo c’est NON!
Episodio